We use cookies.


This website uses cookies in order to offer you the most relevant information and advertising. Please accept cookies for optimal performance.


You can always change your mind and deny the use of cookies by going to our cookies page.

Awesome Image

ምስ ካምፓኒ ባህጊ ተላለ

ንሙህዛዊ መፍትሒታት

(Aspiraties) ባህጊ ኣብ 2017 ዝተመስረተ ኮይኑ፡ ንዓማዊሉ ድማ ከም ናይ ቃል ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ናይ ዓበይቲን ንኣሽቱን(B,C) ካልኦትን ምስ ትምህርቲ ዝተዛመዱ ይቅርብ።
KVK: 70386102  & BTW: NL002475866B22

ምዕቡል ቴክኖሎጂ

ፍርያትና ንምምዕብል ካብ ዓለምና እቶም ዝበለጹ ቴክኖሎጂታት ንጥቀም።

ልዑል ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎም ኣሃዱ።

ንዝበለጸ ኣገልግሎት ንምሃብ ኩሎም ሰራሕተኛታትና ልዑል ደርጃ ትምህርቲ ዘለዎም እዮም።

200ን ልዕሊኡን ሕጉሳት ዓማዊላት

ንኣገልግሎትና ንምምሕያሽ ካብ ዓማዊላና ንዝወሃበና ርእይቶ ብኣኽብሮት ንቅበል።

ኣገልግሎታትና

ምሉእ ኣገልግሎታት ኣስፒራሲስ ተቋደሱ

ኣብዚ ኣስፒራሲስ እንተድኣ ኣቲኻ ብዙሓት ኣገልግሎታት ክጥቅሙኻ ዝኽእሉ ኣለዉ። ሕጂ እቶ!!

ነቲ ዝድለ ክእለትን ናይ ፈተናታት መሕለፊ ነጥቢ ንምርካብን ናይ ኣስፒራሲስ ኣሃዱ ብግቡእ ከተሰልጥነኩም እያ። ከምኡውን ትምህርትኹም ብዓወት ከምዝወዳእክሞ ምስክር ወረቀት ክወሃበኩም እዩ።


ብመንገዲ ኣስፒራሲስ ገርኩም ንናይ ስራሕ ጥዕናን ድሕነትን መርመራ ክትሓዝኡ ትኽእሉ


ምናልባት እኹል መሕለፊ ንጥቢ ኣብቲ መርመራ እንተዘይኣምጺኻ፡ ብናጻ ትምህርቲ ከምብሓድሽ ንህበካ።

ኣስፒራሲስ | ፈጠራዊ ፍትሓት

ኣስፒራሲስ ሓደ ካብቶም ንተክኒካዊ ፈጠራን ትምህርታዊ ፍርያትን ብምሃብ ንቅድሚት ዝግስግስ ዘሎ ካምፓኒ እዩ።

ኣብዚ ትካል እንተድኣ ኣቲኻ ዘመናዊ ቴክነሎጂ ዘለዎ ስልጠና ክትረክብ ኢኻ።

ሓበሬታ ብዛዕባ ድሕነትን ጥዕናን ኣብ ስራሕ ንምርካብ ተመዝገቡ። ብዛዕባ ናይ ትምህርቲ እትደልይዎ ሓበሬታ ንኣስፒራሲስ ንምሕታት ኣይትረስዑ። እዚ ናይ መመርሒ መኪና ናይ ቃል ትምህርቲ ደርጃ Bን ናይ ዓበይቲ መኪና ደርጃ C፣ መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር ንጀመርትን ዝማዕበለን ካልእን የጠቃልል።